Mahta Podcast

Mahta Podcast

Podcasts

  • Mahta Podcast
    Mahta Podcast
    Categoría: Cultura y sociedad
    7 Episodios
    ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ናብዚ መደብ፣ እምበኣርከስ ኣብዚ መደብ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ንሕብረተ ሰብና ወይ ውን ናዓና ንመንእሰያት መዛረቢ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ዝባልናዮም ከም በዓል ባህሊ፣ ካብ ባህሊ ዘጋጥሞ ብድሆታት፣ ናይ ትምህርቲ ምዕባለ ከመይ ይመስል ምስ ዓለም ከተረኣእዮ ኮለኻ፣ ቴክኖሎጂ ኣብ ሃበሻ፣ ታሪኽና ከምኡ ውን መንነትና እንታይ እዩ፣ ኮታስ ብሓፈሻ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዚ መደብ እዚ ኣብ ዩቱዩብ ውን ክትረክብዎ ትክእሉ ኢኩም ብ "mahta podcast" See more...
iAB member
Copyright 2020 - Spreaker Inc. a Voxnest Company - Crear un podcast - New York, NY
Help